HabeshantubeAFROVIEW – Tesfaldet Birhane – Hikfoki Nafike – ሕቅፎኺ ናፊቐ – NEW ERITREAN MUSIC 2017

21
10

💠 SUBSCRIBE :-

💠

💠
💠

AfroView.tv is second to none Eritrean online TV, which Brings you The Best Entertainment Music Video, Movies, Comedy, Documentary in HD.

℗ © Copyright: AfroView Entertainments. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Habeshantube.com

Leave your vote

0 points
Upvote Downvote

Total votes: 0

Upvotes: 0

Upvotes percentage: 0.000000%

Downvotes: 0

Downvotes percentage: 0.000000%

21 COMMENTS

  1. ዋውውውውው ተስፊት ሓወይ ናይ ብሓቂ ናይ ብሓቂ ገለ ዓይነት ደርፊ ባህሊ ዓድና ኣዘኪርካኒ አዚ መጀመርታ አንበር መወድስታ ኻ ኣይኮነን ካብዚ ዝበልጽ ኣብ ቀረባ ግዜ ክተቅርበልና ብሃረርታ ንጽበየካ ኣለና አሞ ቀልጢፍካ ተመለሰና

  2. ንፉዕ እንዲኻ ብባህላዊ ምስራሕኻ ግን እቲ ተኸዲንካዮ ዘለኻ ቅዲ ባድላ እዩ ካብ ባድላ ብዙሕ ኣይፍለን እዩ ነተን ጎራዙ ከኣ ነጸላ ክትገብረለን ኔርካ ናትካ ከኣ ኣከዳድና ጌጋ ኣለካ እዚ ጌርካዮ ዘለኻ ኣልባስ ናትና ኣየኮነን "ናትና መበቆላዊ ናይ ኣቦታት ኣሎ መስ ነጸልኡ ዝግበር ንዓበይቲ ተወከስ ንዝያዳ ሓበሬታ ካብቶም ኣቦታት ኩሉ ክትረኽቦ ኢኻ ።ብዝተረፈ ኣጆኻ ንመንነትና ዝገልጽ ኣብ ዳሕራይ ውሕሉል ስራሕ ክትሰርሕ ብትስፋ ንጽበየካ። ድምጽኻ ይበል ግጥሚ ውን ናይ ኣቦታት እዩ ዝመስል ኣጆኻ ንፋዕ ብዝያዳ ታሪኻዊ መጻሕፍቲን ሰብ ተመኩሮ ኣቦታትን እንተወኪስካ ብዙሕ ክብርን ሓያል ግጥምታትን ክትረክብ ኢኻ ።

  3. ውውውውውውውውውው ወሃ ዘብል ድምጽን ጎሮሮ ኣብ ዝሕጸረ ጌዜ ትወሊዕካ ክሪኣካ ሃረርታ ኣሎኒ። ኣጆካ ጥራይ ጀሚርካ እምበር ኣይወዳእካን በርትዕ።

  4. ሓደ ሰብ ካብ ባህሉን ልምዱን ሪሒቁ ክነብር ተጀሚሩ ናይ ቅልውላው መንነት 'ዩ ዘጋጥሞ……………… ስለ ዚ ሞራል ነሃቦም ነተባበዓዮም መታን ካብዚ ዝበልጽ ክሰርሑልና