HabeshantubeElla TV – Mussie Gebrekrstos – Qanza Fkri – New Eritrean Music 2018 – ( Official Music Video )

37
18

” New Eritrean Music 2018 ” – ” Tigrinia Music Video 2018 ”
Subscribe today:
Ella TV Presents – Mussie Gebrekrstos – Qanza Fkri – New Eritrean Music 2018 – ( Official Music Video )
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉዳት ሲለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Ella Entertainment Records. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Facebook :
Instagram –
Twitter @
Snapchat @ Ella_records
Best Music Youtube Playlist –

Habeshantube.com

Leave your vote

0 points
Upvote Downvote

Total votes: 0

Upvotes: 0

Upvotes percentage: 0.000000%

Downvotes: 0

Downvotes percentage: 0.000000%

37 COMMENTS

  1. ያ ስደት ዓይኑ ይጥፍእ ክፉኡ ዝኮነ ግዛ አቡ ስደት ዘለኩም ኩሉኩም እግዚአብሔር አምላክ ያሓሉኩም የሕዋት ዓክ ማራ ከብዳካ ዝበልዐካ ደርፍይ ኤርትራውያን ማራ እየ ዝፈትወኩም i love you

  2. ብመጀመርታ እንካዕ ድምጽካ ሰመዓኩ ሙሴ ብቅጻል ብጣዕሚ እዋናዊት ገላጺት ደርፈ ምስቲ ካናሪ ዝጥዕም ድምጽካ ቀጽሎ ቀጽሎ (ባረንቱ ናና)

  3. Keep going bro
    ጽቡቕ ስራሕ'ዩ ሓንቲ ግን እቲ ኣፍቃሪኣ ሓውልለይ ክብላ ድዩ ዝድውለላ ኔሩስ ወላ ናፍቖቱ ክገልጽ ብፍጹም ኣይተረደኣትንን ።

  4. ሙሴላ ጅግና ባረንቱ ናና ኣዘኪርካኒ ኣጆካ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ጽቡቅ ስራሕ እካ እንተኣቅረብካ ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሕ ይላወበካ ኣታ ጅግና

  5. ታይ እያ ታ Clip ዘይትርድአካ እሱ ተኣሲሩ ሓውልለይ ዳበላስ ኣብ እዝኑ ትደርፈሉ ዳሪክተር ኣይረኸብካን ኣፍሪቃ ሓወይ እንተ ግጥምን ዜማን ግን ገለ ዓይነት